INFORMATIE EN GEGEVENSVERZAMELING VOOR ONAFHANKELIJKE TIGRAY

ኣብዚ ገጽ እዙይ ብተጋሩ ልተጽሓፈ ተግንዩ

ዝርዝር ኣዋርሕ ኣብ ጎኒ እኒሀኩም። መጀመርታ ወርሒ ምረጹ ድሕሪኡ ልትደልዩዎ ኣረስቲ (ጽሑፍ) መሪጽኹም ኣንብቡ።

ዘሕዝን ተግባር! ናብ ኩሉ ይባፃሕ!

ኩለን ሚዲያታት ትግራይ ከመሓላልፈኦ ይገበር!

ፋሽሽታዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሎሚ ጥቅምቲ 16/2015 ዓ/ም ኣብ ከተማ ሽረ ነቲ ፋሽስታዊ ተግባሩ ብውክልና ዘፈፅም [ስኑዕ] ጊዚያዊ ምምሕዳር ኣጣይሹ እዩ። ምስዚ ተተሓሒዙ ሓደሽቲ ፌዴራል ፖሊስ [ኣብቲ ዓምቧኽ መከላከያ ውሽጢ ዘየለው] ካብ ኣዲስ ኣበባ ብቀጥታ ናብ ሽረ ኣራጊፉዎም ኣሎ።

ኣብዚ ሓደ መሕዘኒ ነገር ተፈፂሙ ኣሎ። እቶም ሎሚ ናብ ሽረ ብሰለስተ ዓበይቲ መኻይን [ቁፅሪ መኻይን ዝበለፀ ክፃረ እዩ] ዘራገፎም ኣባላት ነበር ፌዴራል ፖሊስ ኩሎም HIV+ እዮም።

ናብዚ ክፉእን ጨካንን ኣረሜንያዊ ዕላማ ክኸዱ ክፅውዑ ከለዉ ብመሰረት ኣብ መንግስቲ ዘሎ HIV+ ምዃኖም ዝሕብር ሰነድን ብኡ ልክዕ መንግስቲ ዝገብረሎም ድጋፍ [ናይ ድጎማ ሓገዝ] እዩ። መጀመርያ ክፅውዑዎም ከለዉ ንምንታይ ከም ዝኾነ 'ኳ እንተዘይተፈለጠ - ሐዚ ግን ንኣረመኔያዊ ልኡኽ ብቐጥታ ንሽረ ከም ዝወሰደዱዎምን ሽረ ከም ዝተራገፉን ተፈሊጡ ኣሎ።

ቅድም ክብል እውን ኣባላት ኣራዊት ሰራዊት ኤ|ርትራ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ዝዕምፅሉ እዋን "ብHIV ክንብለክን ኢና። እስኪ ሐዚ እንታይ ክትገብራ ኢኽን" ይብሉወን ከም ዝነበሩ ግዳያት ናብ ሚዲያ ወፂአን ነቲ ዝነበረ ጭካነ ዝተመልኦ ኣረሜንያዊ ተግባር ብቓለን ኣረጋጊፀን እየን።

እዚ ንምእማኑ ዝኸብድን ዝድንፁን - ግን ድማ ብሓቂ ዝፍፀም ዘሎን ቀፃሊ እውን ክፍፀም ዝተተለመን ገበን እዩ። ስለ ዝኾነ ድማ - ነዚ ኣረሜንያዊ ፍፃመ ፋሽስታውያን ሓይልታት ብሓንሳብ ክነቃልሖን ናብ ሚዲያታት ዓለም ክነባፅሖን ኩልና SHARE/POST ንበሎ። በቢመንገድና ናብ እንረኽቦም ሚዲያታት ፣ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ትካላትን መንግስታትን ነባፅሓዮ!