INFORMATIE EN GEGEVENSVERZAMELING VOOR ONAFHANKELIJKE TIGRAY

ኣብዚ ገጽ እዙይ ብተጋሩ ልተጽሓፈ ተግንዩ

ዝርዝር ኣዋርሕ ኣብ ጎኒ እኒሀኩም። መጀመርታ ወርሒ ምረጹ ድሕሪኡ ልትደልዩዎ ኣረስቲ (ጽሑፍ) መሪጽኹም ኣንብቡ።

ወግዒ ሰንበት፤ ንትግርኛ ነስተማቕር

ዓቐን/ስፍሪ (ብትግርኛ) (ካብ ውሑድ ናብ ብዙሕ)

ፍረ (ሓንቲ)
ዕሽክሊት (3 ፍረ)M
ጉሰምቲ
መኹለስ
ዕኹቲ /ዑኽቲ
ጦርዮ
ሕፍኒ
እንቃዓ (3ኺሎ +-)
ምዕሮ (2 እንቃዓ)M
እንቃዓ ምዕሮ /ምዕሮ እንቃዓ
ከዓቦ (4 እ/ዓ)፣ ከዓቦ እንቃዓ፣ ከዓቦ ምዕሮ፣ እንቃዓ ጎደል (ንንፍቂ)
ንፍቂ (8 እ/ዓ)
መስለስ (12 እ/ዓ)
ገበታ (16 እ/ዓ)
ዓይበት (2 ገበታ)

መቑሽሽ (Bonus) ምስላ ትግርኛ፣
ካብ ንዓመታ መስለስ፣ ሎምዘበን መኹለስ!!