INFORMATIE EN GEGEVENSVERZAMELING VOOR ONAFHANKELIJKE TIGRAY

ኣብዚ ገጽ እዙይ ብተጋሩ ልተጽሓፈ ተግንዩ

ዝርዝር ኣዋርሕ ኣብ ጎኒ እኒሀኩም። መጀመርታ ወርሒ ምረጹ ድሕሪኡ ልትደልዩዎ ኣረስቲ (ጽሑፍ) መሪጽኹም ኣንብቡ።

ኬላታት ጥዕና ኤርትራ ድሕሪ ክንደይ ዓመት

click here for the source page

ኬላታት ጥዕና ኤርትራ ድሕሪ ክንደይ ዓመት ሎሚ ብናውቲ ሕክምና ይምዕርጋ ኣለዋ።

ሓዱሽ ፅርጊያ ንምስራሕ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ክንደይ ዘመን ሎሚ ዶዞራት ይርኣያ።

ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ድሕሪ ክንደይ ዓመታት ሎሚ ናይ ቤተ ፈተነ (ላቦራቶሪ) ናውቲ ደርዲረን ይፍስሓ ኣለዋ።

ጎደናታት ኣስመራን ካልኦት ከተማታትን ሎሚ ድንገት ብዝሕ ዝበላ መኻይን ይርኣያሉ።

ሰባት ኣብ መንግዲ፣ ፀበል፣ ቤተ ክርስትያንን ካልኦት ዋዕላታትን ናይ ባዕሎም ዘይኮነ ክዳውንቲ ተኸዲኖምን ሽም ዘለዎ ዕሹግ ማይ ክሰትዩን ምርኣይ ልሙድ እዩ።

ወረ እሞ ክንደይ ክንፀርሕ!

ኤርትራ ካብ ዝሓለፈ ዓመት ጀሚሩ ሓዱሽ ስርዓትን ፖለቲካዊ ኢኮኖምን ዝተኸለት ትመስል🤓

ዞም ዓዲ ፃዕሪ እምበር ኣብዚሖም🤪

ርሃፅካ ሃፍሥስ ኣቢልካ ሃፍቲ ምፍራይስ ከሕብን🤪

ሌብነት፣ ዓመፃን ሕሶትን ዝፀልእ ከም ኤርትራ ዝበለ ጎረቤት ኣየስእንኩም🤒🤭