INFORMATIE EN GEGEVENSVERZAMELING VOOR ONAFHANKELIJKE TIGRAY

ኣብዚ ገጽ እዙይ ብተጋሩ ልተጽሓፈ ተግንዩ

ዝርዝር ኣዋርሕ ኣብ ጎኒ እኒሀኩም። መጀመርታ ወርሒ ምረጹ ድሕሪኡ ልትደልዩዎ ኣረስቲ (ጽሑፍ) መሪጽኹም ኣንብቡ።

ንመርማሪት ኮሚሽን UN ምስ ምቕባል ሓበሬታ (መርትዖ)

ንመርማሪት ኮሚሽን UN ምስ ምቕባል ሓበሬታ (መርትዖ) ተተሓሒዙ ምድርጃው ሓበሬታ ወሳኒ እዮሞ

እዚአን ኣብ ምድርጃው ሓበሬታ (መርትዖ) ብውነ ንሓዝ!

1. ቅድመ ኩናት ትግራይ ጄኖሳይድ ዝነበረ ኩነታት

2. ፃውዒት ጄኖሳይድ ብሚዲያታት (ናይ ቀረባን ንውሕ ዝበለ እዋን ዝወሰዱን ሓዊሱ) 3. ፃውዒት ጄኖሳይድ መራሕቲ ጦቢያ : ኤርትራን ኣምሓራን

4. ፃውዒት ጄኖሳይድ ትግራይ ብኤርትራዊያን : ብጦቢየቶትን ብኣምሓሩን

5. ቅደም ስዓብ ፍፃመ

6. ዓይነት ፍፃመ

7. ፀብፃብ ፍፃመ ብዓለም ለኸ ሚዲያ

8. ፀብፃብ ፍፃመ ብዓለምለኸ ተጣበቕቲ ትካላት

9. ዘረባ (ሓተታ) ምስክርነት ፍሉጣት ሰባትን መራሕቲ ሃገራትን ማሕበረሰብ ዓለምን

10. ካብ ኩናት ንነዘ ኣብ ትሕቲ ዕፅዋን ክባን ዝፍፀም ዘሎ ጄኖሳይድ

ፍፃመታት ገበናት ዝምልከት ዝርዝር ሒዘ ክምለስ እየ

ጄኖሳይድ ኣብ ሓንቲ ህሞት (overnight) ዝፍፀም ገበን ኣይኮነን ተተሊሙን ተሃቂኑን ዝፍፀም ከይዲ እዩ::
ብ Alula Solomon