INFORMATIE EN GEGEVENSVERZAMELING VOOR ONAFHANKELIJKE TIGRAY

ኣብዚ ገጽ እዙይ ብተጋሩ ልተጽሓፈ ተግንዩ

ዝርዝር ኣዋርሕ ኣብ ጎኒ እኒሀኩም። መጀመርታ ወርሒ ምረጹ ድሕሪኡ ልትደልዩዎ ኣረስቲ (ጽሑፍ) መሪጽኹም ኣንብቡ።

ሓፃር መልእኽቲ አላትና ራእዩልና

ክቡራት ደገፍትና ፈተውቲ ህዝብና ስራሕትና አብዛ ቪድዮ ሓፃር መልእኽቲ አላትና ራእዩልና

ልዕሊ 15 ሺሕ ታሓገዝትን #ህፃናትን ህፃናት ዘጥቡባ አዶታን #አዶታትን #አቦታትን #ተመዛበልት!!

✅1 ቀዳማይ ብርኪ ታሓገዝቲ ህፃናት ዘጥቡባ አዶታት እንትኾና።

✅ 2 ካልኣይ ብርኪ ታሓጋዛይ ወለዲ ዘይብሎም ህፃናት ዝብላዕ ዝስተ እንትኾኑ።

✅ 3 ብሳልሳይ ብርኪ ታሓገዝቲ ዓበይቲ ወለዲ ጠዋሪ አጀኹም ዝብል ውላድን ዝሕግዝን ዘይብሎም ።

✅ 4 ብራብዓይ ብርኪ ድማ ካብ ዞባ ምዕራብ ተመዛቢሎም ዝመፁ ትላሕስ ትቅመስ ዘይብሎም ወገናትና ከምኡ እናበለ ይቅፅል!!

ምርቓት ወለዲ ተቐበሉ።
ፃውዒት ሓገዝ ስምዑ።
አብቲ ቪድዮ አሎ ውሰዱ።

ንህዝብና ንዓዲ ተረከብቲ ህፃናት ንአዶታትናን አቦታትና ንብፃሓሎም ህፃናት ወለዲ ምድሓን ዓዲ ምድሓን እዩ።

ትግራይ ትስዕር ❤️💛ብምትሕልላይ ህፃናት ብምድሓን እዩ።

ካብ ገባሪት ሰናይ እመሆይ ፀጋ ግርማ ተምቤን ዓብይ ዓዲ።
ዕለት 29.08.2014 ዓ/ም !!
እዛ ቀፂላ ዘላ ሊንክ እውን ከፊትኩም ኣንብቡዋ