INFORMATIE EN GEGEVENSVERZAMELING VOOR ONAFHANKELIJKE TIGRAY

ኣብዚ ገጽ እዙይ ብተጋሩ ልተጽሓፈ ተግንዩ

ዝርዝር ኣዋርሕ ኣብ ጎኒ እኒሀኩም። መጀመርታ ወርሒ ምረጹ ድሕሪኡ ልትደልዩዎ ኣረስቲ (ጽሑፍ) መሪጽኹም ኣንብቡ።

ሓበሬታ ደደቢት ማይክሮፋይናንስ

ሓበሬታ

ናይ ደደቢት ማይክሮፋይናንስ Online Banking Service /ኦን ላይን ናይ ባንኪ ግልጋሎት/ ተግባራዊ ኮይኑ ስለዘሎ፡ ኣብ ትግራይ ኣብዘን ዝተጠቐሳ ዓበይቲ ከተማታት ማለት (ኣላማጣ ፣ማይጨው፣መኾኒ፣መቐለ፣ውቕሮ፣ዓዲ ግራት ፣ዓድዋ፣ኣኽሱም ፣ዓብይ ዓዲ፣ሽረን ሸራሮን) ኣብ ዘለዋ ጨናፍር ደደቢት ማ/ፋ እዞም ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለው ግልጋሎት ብምጥቃም #ግዜ፣#ገንዘብን #ጉልበትን ምዕቃብን ከምኡ እውን #ሕጋዊን #ድሕንነቱ ዝተሓለወን ናይ #ባንኪ #ግልጋሎት ምርካብ ይከኣል እዩ:

1)ኣብ ትግራይ ውሽጢ ካብን ናብን ገንዘብ ብሓወላ ምልኣኽን ምቕባልን

2)ገንዘብ ካብ ኣካውንት ናብ ኣካውንት ብኦን ላይን ምዝውዋር (ኣታውን ወፃእን ምግባር)

ብተወሳኺ እውን

3)DeCSi-Email ብምጥቃም ኣብተን ዝተጠቐሳ ቦታታት ጥራሕ ካብን ናብን ኢሜይል ምልውዋጥ/መንግስታውን ዘይመንግስታውን ቤት ዕዮታት

4)ብዝሕ ዝበለ ማለት እውን ካብ 26 Mb-10GB ዝኾነ ሰነድ/File/ እንተሃልዩ ድማ DeCSI-Cloud ብምጥቃም ክንልእኽን ክንቅበልን ንኽእል ኢና/ #ንሚድያታ

ውሽጣዊ ዓቕሚታትናን ሃፍትናን ብምጥቃም ፀገማትና ነቃልል!!

ንዝበለፀ ሓበሬታ ኣብተን ጨንፈራት ምሕታት.

ትግራይ ትስዕር