INFORMATIE EN GEGEVENSVERZAMELING VOOR ONAFHANKELIJKE TIGRAY

ኣብዚ ገጽ እዙይ ብተጋሩ ልተጽሓፈ ተግንዩ

ዝርዝር ኣዋርሕ ኣብ ጎኒ እኒሀኩም። መጀመርታ ወርሒ ምረጹ ድሕሪኡ ልትደልዩዎ ኣረስቲ (ጽሑፍ) መሪጽኹም ኣንብቡ።

ኣብ ትግራይ ኮነ ተባሂሉ ብጉጅለ #ፋሽስት ኣብይን ተሓባበርቱን ብዝተፈፀመ ዕንወትን

ኣብ ትግራይ ኮነ ተባሂሉ ብጉጅለ #ፋሽስት ኣብይን ተሓባበርቱን ብዝተፈፀመ ዕንወትን ይቕፅል ዘሎ ሰብ ስራሕ ዓፀቦን በቢመዓልቱ ሂወት ደቂ ሰባት ይሓልፍ ከምዘሎ #GNN Global News>

ህዝቢ ትግራይ ብጥሜት፣ ስእነት መድሓኒትን ካልኦት ቀረባትን ንምብርኻኽ ኮነ ተባሂሉ ብጉጅለ ኣብይ ኣሕመድን ተሓባበርቱን ከባቢ 90% እኽሊ ሓረስቶት ትግራይ ተዘሪፉ፣ ተቃፂሉን ካብ ጥቕሚ >

ኣብ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ #ኲናት ሕርሻን ስርዓት ኣመጋግባን ትግራይ ዕላማ ተገይሩ እዩ ዝበለ እቲ ፀብፃብ፣ ናውቲ ሕርሻ ሓረስቶት ኮነ ተባሂሉ ተቃፂሉ፤ 80% ጥሪት ሓረስቶት ትግራይ >

መሰረተ ልምዓት መስኖ፣ ሆርቲ ካልቸርን ካልኦትን በቶም ወረርቲ ከምዘይሰርሕ ተገይሩ ብምባል ዝገለፀ እቲ ፀብፃብ ህዝቢ ትግራይ ፍርያት ብምስኣን ንክጠሚ ኮነ ተባሂሉ ዝተፈፀመ ጭካነ እዩ ኢ>

ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድን ተሓባበርቱን ብዝፈጠርዎ ዕፅዋ ህዝቢ ናብ ከቢድ ሓደጋ ጥሜት ተቓሊዑ በቢመዓልቱ ሂወቱ ይሓልፍ ምህላዉ ዝሓበረ እቲ ፀብፃብ #ዓለም ግና ነዚ ጥፍኣት ስቅ ኢላ ትምልከቶ>

ኣብ ውዱብ ሕቡራት መንግስታት ተወካሊ እንግሊዝ ኣብ ትግራይ ኣብ’ዚ እዋን ኣብ ካልኦት ከባቢታት ዓለም ካብ ዘሎ ህዝቢ ዝበዝሐ ቑፅሪ ኣብ ሓደጋ ጥሜት ኣሎ ምባሉ ዝጠቐሰ እቲ ፀብፃብ ቤት >

ምግብን መድሓኒትን ናብ ትግራይ ከይኣቱ ብምኽልኻሉ ዘጋጠመ ሰብ ሰራሕ ዓፀቦ ህይወት ሚልዮናት ኣብ ሓደጋ ሞት ኣእትዩ ምህላዉ ዝገለፀ ጂኤንኤን ኒውስ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ኣብ 40% ከ>

ኣብ ትግራይ ዘጋጠመ ሰብ ሰራሕ ጥሜት ንምፍታሕ ሓገዝ ፅዒነን ናብ ትግራይ ዝኣትዋ መኻይን ብምኽልኻል ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድን ተሓባበርቱን ህዝቢ ትግራይ ብዓፀቦ ንክሃልቅ ይሰርሑ ምህላዎም ት>

ጥሜት ከም መሳርሒ ኲናት ተጠቒሙ ህዝቢ ትግራይ ንምብርኻኽ ይሰርሕ ዘሎ ጉጅለ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዘካይዶ ዘሎ ዕፅዋ ብዝምልከት ንሰበ ስልጣን እቲ ጉጅለ ዝቐረበሎም ሕቶ ብተደ>

ህፃናትን ደቂ ኣንስትዮን ሓዊሱ መላእ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓለም ተራእዩ ብዘይፈልጥ ሰብ ሰራሕ ዓፀቦ ይሳቀ ኣሎ ማሕበረሰብ ዓለም እውን እዚ እናራኣየ ስቕ ኣሉ ክብል ፀብፃቡ ኣጠቃሊሉ ጂኤ>

ብኪሮስ_መሓሪ

Read More