ምእካብ ሓበሬታይ ማዕኸን ማህደራትይ ናጻ ትግራይ

ወሰን ናጻ ትግራይ ኣየኑ እዩ?

ትግራይ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ትግነ መቦቀል ታሪክይ ስልጣነይ ቓርኒ ኣፍሪካ እያ። ይኹን እምበ ካብ ወርሒ ጥቅምቲ 2013 ጀሚራ ህላውነታ ልኽተረጋግጽ ኣብ ዂናት እያ እኒሃ። ኣብ 21 ክፍለ ዘመን፣ መላእ ዓለም ኣብ ልምዓትይ ም ዕባለይ አብልረባረበሉ ጊዜ፣ ብሰንኪ ድሑራት፣ ቕኑዕ ኣታሓሳስባ ለይብሎም፣ ኽፉኣት፣ ምቀኛታትይ ቐናእተኛታትይ መራሕቲ ኢትዮጵያ፣ ኣምሓራይይ ኤርትራይ ኣብ ኲናት መእታዋ ብጣዕሚ ለሕዝን እይ።

ልኾነ ኾይኑ፣ ትግራይ ካብ ኢትዮጵያ ናጻ ልትኾነሉ ጊዜ መጺኡ እዩ። ሎሚ ልግበርሎ ዂናት ናጽነት ትግራይ ለይቓሪ ምዃኑ መረጋገጺ እዩ።

ኣብዚ ድሕረግጽ እዙይ፣ ሓንቲ ሃገር ነጻ ኣብልትወጽአሉ ግዜ ክትኽተሎ ልግባእ ኣገባባትይ፣ መመያየጢ ክኾኑ ልኽእሉ ኣረስቲታትይ እላልዐልና ልምይይጥ ክነቕርብ ኢና። ትግራይ ልምልከት ኹሉ ኣብ ማዕኸናት ማህደርና (database) ልጎብነይትና ክነቕምጥ ኢና።

ልምሳለ፣ ናጻ ልሙዃን ካፍቶም መነጋገሪ ክኾኑ ልኽእሉ ኣርእስቲታት ሓዳ ወሰን ሃገር (ዶብ) እዩ። ናጻ ትግራይ ወሰን ክፍለጥ እኒሀዎ። ወሰን ትግራይ ኣብ 1855 ዓም (ካብ ንግስና ኣጼ ተድሮስ) ጀሚሩ እላተቓያየረ ጸኒሑ እዩ። ስለዚ ናጻ ትግራይ ኣየኑ ወሰን (ዶብ) ሒዛ እያ ናጻ ክትወጽእ? ናዙ ጥያቐ እዙይ መልሲ ኣቐዲምኻ ምፍላጥ ኣገዳሺ እዩ።

ብወገና ልዙ ጥያቐ እዙይ መልሲ ልኾን ካብ 1855 ጀሚሩ ወስን ትግራይ ሃመይ ኢሉ ይቀያየር ሃምልነበረ ለርኢ ካርታታት ኣቕሪባ እኒሀና። ብተወሳኺ፣ ወሰን (ዶብ) ትግራይ ስለምንታይ ይቀያየር ሃምልነበረ ሓጺር ታሪካው መብርሂ ኣብዚ ገጽ እዩይ ኣቕሪብና እኒሀና። ክትምልከቱዎይ ክተንብቡዎይ ንዕድመኩም።

ልሓዋሩ ኣግባብ ናጽነት ትግራይ ትትጅምርሎ መነጋገሪ ክኾኑ ልኽዕሉ ጉዳያት ኣብ ማዕኸን ማህደራትና (database) ተወሳኺ ጽሑፋት ጎብነይትና ክተንብቡዎ ክነቕምጥ ኢና። ክተንብቡዎለ ንዕድመኩም።

ወሰን (ዶብ) ናጻ ትግራይ ኣየኑ እዩ?

ብዙሓት ክልላት ኢትዮጵያ ወሰነን ግልጺ ክኾነለን (ክረጋገጸለን)፣ መሰል ዓርሰ ምምሕድድር ክኽበረለን ምቅላስ ጀሚረን እየን። ትግራይ ካብ ኹለን ክልላት ብልበለጸ መሰላ ክተኽብር ምቅላስ ክባትጅምር ጸኒሓ እያ።

ብኣንጻሩ እቱ ማእኸላዊ መንግስቲ (ምናዳ መንግስቲ ኣብዪ) መሰል ዓርሰ ውሳነ ክልላት ልቃወም እዩ። ስለዚ አብ ልዕሊ ትግራይ፣ ኣብ ወርሒ ጥክምቲ 2013 ዓም ዂናት (ወራር) ጀሚሩ። እዙ ዂናት መሰል ዓርሰ ውሳነ ልምዕጋት ጥራሕ ተይኾነስ ህዝቢ ትግራይ ከጥፍእ (ከጽንት) ልዓለመ እዩ።

ህዝቢ ትግራይ ካብ ቕድሚ ኸዚ ብልገደደ ቓልሱ ኣጠናኺሩ ልመሰሉ ምቅላስ ጀሚሩ። ሎሚ ቓልሲ ህዝቢ ትግራይ መሰል ዓርሰ ውሳነ ጥራሕ ተይኾነስ ናጻ ሃገር ልምዃን እዩ።

ቕድሚ ምጅማር ዂናት ነጻነት ልጥይቕ ትግራዋይ ዳርጋ የነበረይ ምባል ይከኣል እዩ። ተነበረለ ብጣዕሚ ዉሑድ እዩ ነይሩ። እዙ ዂናት እዙይ ልህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ጎዲኡዎ እዩ። ብዙሓት ኢትዮጵያውያል አብ ህዝቢ ትግራይ ለለዎም ጽልኢት ግሁድ ገይሩዎ እይ። ስለዚ ሎሚ መብዛሕትኡ ትግራዋይ (99% ምባል ይከኣል) ካብ ኢትዮጵያ ናጻ ምዃን ልደሊ እዩ። ሓዲራ ዊ ዒሉ፣ ትግራይ ነጻ ሃገር ምዃና ለይቓሪ ምዃኑ እላተረጋገጸ መጺኡ።

ናጻነት ትግራይ ለይቓሪ እንድሕር ኾይኑ፣ ትግራይ ናጻ ልምዃን ክትኽተሎም ልግባእ ኣግባባት ምርዳእ ይግባእ። ልምሳለ፣ ወሰን (ዶብ) ናጻ ትግራይ ኣየኑ እዩ? ሃገራት ዓለም ሃም ሃገር ልቐበልኣ ታይ ተገበረት እይ? ረፈራንደምኸ የድሊዶ ኣየድልይ? ኣብ ኢትዮጵያ ለለዋ ሃፍቲ (ተንቕሳቓሲ ይኹን ለይቃሳቐስ ንብረት)፣ ቅርስታትይ ታሪክይ ወዘተ ክፍለጥ ይግባእ።

ቀስ እላበልና እዞም መነጋገሪ ጉዳያት ኣብዚ ድሕረገጽ እዙይ ክነውጾም ኢና። ልሎሚ ና ወሰን ጉዳይ እና ኣውጺ እና።

ኤቱ ጥያቐ ኸዚ፣ ነጻ ትግራይ ኣየኑ ወሰን (ዶባ) ሒዛ እያ ነጻ ትወጸእ? ልዙይ መልሲ ልምግናይ፣ ልድሕሪት 150 ዓመት ተመሊስና ወሰን ትግራይ ኣበይ ሃምልነበረ ምፍላጥ ይግባእ። አብ ልሐለፉ 150 ዓመታት ውሰን ትግራይ ብገዛእቲ ኣምሓራ ብዙሕ ጊዜ ትቓያይሩ እዩ።

ወስን ትግራይ ልመጨረሻ ጊዜ ልተወሰነ፣ ኢትዮጵያ ከይትባታተን ብልብል ምኽንያት፣ ብ 1983 እዩ። ሎሚ ኢትዮጵያ ኣብ ምብትታን እያ እኒሃ። ልሓድነት ኢትዮጵያ ተብሂሉ ልተወሰነ ወሰን፣ ልናጽነት ኣይኾንይ። ትግራይ ና ቓደም ታሪካዊ ወሰና ክተምልስ ይግባእ። ብዙይ ምኽንያት ኣብ ልሓለፉ 150 ዓመታት ወሰን ትግራይ ሃምይ ኢሉ ሃምልተቓያየረ ለር እዩ ካርታታት ኣብዚ ድሕረገጽ እዙይ ኣውጺእና እኒሀና።

ወሰን ትግራይ ካብ 1855 እሻዕ 2021 (ካብ ጊዜ ሃጸይ ተድሮስ ጀሚኡ፣ ኣብ ጊዜ ኣጸ ዮሃንስ፣ ኣብ ጊዜ ኣጼ ሚኒሊክ፣ ኣብ ጊዜ ኣጼ ኃይለስላሰ፣ አብ ጊዜ ደርጊይ መለስይ፣ ተቓያይሩ እዩ።

ኣብ ዘመነ መሳፍንቲ (ቕድሚ 1855 ዓም) ግዝኣታት ፍሉጥ ልኾነ ወሰን የነበረንይ። ግዝኣት ሓደ መስፍን (ንጉስ) ግብሪ ለኽፍሎ ኸባቢ እዩ ግዝኣተይ ልብል ነበረ። ንጉስ ትግራይ ልጎጃም እንተ ኣገቢሩዎ፣ ግዝኣት ንጉስ ትግራይ ጎጃም ልሓወሰ እይ ነይሩ። ወሰን ልበሃል የነበረይ። ብቱ ጊዜ እዩይ ልሙድ ኣሰራርሓ እዩ ነይሩ።

ወሰን ሃገራት፣ ምናዳ ና ኣፍሪካ፣ ኣውሮፓውያን ገዛእቲ እዮም ጀሚሮምዎ። ሃጸይ ምኒሊክ ምስ ገዛእቲ ኣውሮፓውያን ሸሪኹ፣ ብሰሜን ልትግራይ (ባሕረ ነጋሽ ና ሎሚ ኤሪትራ)ቕሪሱ ልጣልያን ሂቡ። ብምብራቕ ጅቡቲ ቕሪሱ ልፈረንሳይ ሂቡዋ። ብምዕራብ ሱዳን በንግሊዝ ትግዛእ ስለዝነበረት ሚኒሊክ ልወረሮ ወሰን የለይ። ብደቡብ ግን፣ ካብታ ብኣጼ ዮሃንስ ጊዜ ነበረት ሃገረ ሓበሻ ልዓበየ፣ ሰፊሕ መሬት ወሪሩ ወሰነ ግዝኣቱ ገይሩዎ። ኣውሮፓውያን ገዛእቲ ግዝኣቱ ኣረጋጊጾምሉ። ወሰን ኢትዮጵያ ሃምዚ ኢሉ እዩ ተጀሚሩ።

ስለ ናጻ ትግራይ ፣ ሃገረ ሓበሻ ኣብልነበረትሉ ጊዜ ነበራ ውሰን ክተምልስ ይግባእ። እዙይ ማለት፣ ኣብ ጊዘ ኣጼ ተድሮስ ወይም ኣብ ጊዜ ኣጼ ዮሃንስ ነበረ ግዝኣታ እያ ክትሕዝ ልግባእ። እምበ፣ ሸዋውያን ኣምሓሩ ቖራሪሶም ልሓደጉላ ቑራስ መሬት ጥራሕ ሒዛ ነጻ ክትወጽእ ኣግባብ የኾነይ።

1855 ዓም ዘመነ መሳፍንት ለብቀዐሉ ዓም እዩ። 1855 ኣጼ ቴድሮስ ዘመናዊት ሃገረ ሓበሻ ልጀመሩሉ ዓመተ ምሕረት እዩ። ኣጼ ተዎድሮስ በሰሜን ለይገዝኡዎ ነበረ ኸባቢ ፣ኣጼ ዮሃንስ ባሕረ ነጋሽ ኣብ ግዝኣቶም ኣእትዮም ዘመናዊት ሃገረ ሓበሻ ወሰና ቓይሕ ባሕሪ ጌሮምዎ። ኣጼ ዮሃንስ ቓይሕ ባሕሪ ብቓሊሉ የገዙዎይ። ምስ ባዕዳውያን ወረርቲ ተደጋጋሚ ዂናት ገይሮም ሲ ዒሮም እዮም ጠቕሊሎምዎ። ኣብ ዂናት ና ራእሲ ኣሉላ ጊደ ዓብዪ እዩ ነይሩ።

ካብ 1889 ጀሚሩ እሻዕ ሃፄ ኃይለስላሰ ልነግሱ ጊዜ ብ ዓለም ትፍለጥ ሃገረ ሓበሻ (Abyssenia) እያ ነይራ። ኢትዮጵያ ልብል ብ ሃጸይ ሚኒሊክ ጊዜ እዩ ተጀሚሩ። እታ ሎም ኢትዮጵያ ትበሃል ሃገር፣ እሻዕ ንግስና ሃጸይ ኃይለስላሰ (1930) ሃገረ ሓበሻ ወይም ኢትዮጵያ) እላተብሃለት እያ ጸኒሓ። ብ 1930's ኣጼ ኃይለስላሰ ሃገረ ሓበሻ ተብሂላ ከይትጽዋዕ ስለዝኣወጁ ኢትዮጵያ እላተብሃለት ቕጺላ። ኤዙይ ልገበሩሉ ምኽንያት ታሪክ ሃገረ ሓበሻ ልቶም ብምኒሊክ ልተወረሩ ደቡብ ወይም ምብራቕ ኸባቢ ስለዘይምልከቶም እዩ።

ኢትዮጵያ ልብል ሱም ካብ ግሪክ ቋንቋ ልመጸ ኾይኑ፣ ጸሊም (ልሓረረ ግጽ) ማለት እዩ። ልኣውሮፓውያን ልኹሉ ጸሊም ኣፍሪካዊ መጸውዒ ሱም እዩ ነይሩ። እቱ ሳብ ሰሃራ ልበሃል ቓደም ኢትዮጵያ ይበሃል ነይሩ። ኣትላንቲክ ውቅያኖስለ ኢትዮጵያ ውቅያኖስ ይብሉዎ ነይሮም። ሃምቱ ህንዲ ውቅያኖስ ልብሉዎ ኢትዮጵያ (ናጸሊም) ውቅያኖስ ይብሉዎ ነይሮ።

ኣብ 17 ክፍለ ዘመን ለተሰርሐ ካርታ ኣብዚኣ ብምጽቓጥ ርእዩዎ። እታ ና ሎሚ ኢትዮጵያ 100 ዓመት ዕድመ የብላይ።

ካርታ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 17ሚእቲ ክፍለ ዘመን

ልሓለፉ 150 ዓመታት ምቅይያር ወሰናት ትግራይ ሃመይ ሃምልነበረ ለርእዩ ካርታታት ኣኪብና ኣብ ማዕኸን ማህደርና (database) ኣቕሚጥና ኢና። ኣብዙ ገጽ እዙይ አብ ጎኒ ትሪኡዎ ብምጽቓት፣ ና ቓደም ወሰናት ትግራይ ምርኣይ ትኽ እሉ ኢኹም።

ምቅይያር ካርታ ኢትዮጵያ ኣብ ልሓለፉ 150 ዓመታት።

ና ትግራይ ጥራሕ ተይኾነስ ና ሃገረ ሓበሻይ/ ኢትዮጵያይ ወሰንለ እላተቕያየረ ነይሩ እዩ። እዙይ ለ ኣብ ማዕኸን ማህደርና ኣኪብና ኣቕሚጥና ኢና። ኣብዚ ጎኒ እዙ ገጽ እዙይ ለሎ ምልክት ብምጽቓት ኣብ ልሓለፉ 150 ዓመታት ና ኢትዮጵያ ወሰናት ሓመይ ኢሉ ሃምልተቕያየረ ምርኣይ ትኸእሉ ኢኹም።

ብዙሓት ለየስተውዕልዎ ኣፈላላይ ሱማት ሃገረ ሓበሻይ ኢትዮጵያይ

To begin with there should not be any confusion between Abyssenia and Ethiopia. Until the early 1930's, the name Abyssenia remained synonimous to Ethiopia. It was only during the Haileselasee rule name Abyssenia was abolished.

The name Abyssenia was the collective name of several regions in northern Ethiopia. Before 1855, the regions Tigray, Agew midir, Gojam, Shewa and Wollo made the country Abyssenia. These regions of Abyssenia existed for centuries and were geographically, ethinicaly or religiously bounded. Abyssenia itself had no clearly demarcated boundary until 1889. The boundary of Abyssenia was demarcated, for the first time, just like any other African countries during the colonization (scramble for Africa) period. In 1989 to be exact when Atse Minilik came to power.

The regions of Abyssenia had known selfrule ,with own local govenors and administration. The higher governers had the titles of Ras (princes). There were Ras's of Tigray, Gojam, Shewa, Agew and Wollo etc. Such governors becomes Nigus (king) when other region or regions are included in the administration and taxes were willingly or forcefully collected from the regions.

As is shown in the 17the centuries maps of the world the name Ethiopia was associated to what is now called Sub-sahara Africa. The North Atlantic Ocean was also called the Ethiopian Ocean. During the scramble for Africa the world never knew the existence of a country called Ethiopia but Abyssenia. The Italians invaded no country that was called Ethiopia in late 19th century and in the early 1930's of the 20th century. The Italians invaded Abyssinia.

See 17th century map

The name Ethiopia was not known to Ethiopians during the Zemene Mesafint. The 3000 years old history that Ethiopia claims is actually the history of Axumites, particularly that of Tigray Abyssenians. That history of Ethiopia is inherited from Abyssenia when Haileselasse changed the name Ethiopia. If Tigray becomes independent Ethiopia has no background to claim that history. This adds to the liability of the disintegration of Ethiopia, as most states don't consider themselves as Abyssnians.

ታሪክ ምቅይያር ወሰን (ዶብ) ትግራይ፣ ሃገረ ሓበሻይ ኢትዮጵያይ (1855-2021)

It was Atse Tewodros from Kimant (ruled 1855-1867) who forcefully succeeded to rule several regions under the name Abyssenia.

Atse (emperor) Yohannes (ruled 1867-1889) from Tigray succeeded Tewodros and continued to rule Abyssenia. He had correctly claimed the title of 'niguse negest' (king of kings) of Abyssenia, since he had several kings under his Administration. Yohannes fought and defended Abyseenia from foreign invaders (Egypt, Turkey, Italy, the Mahadists etc). Emperor Yohannes had secured the northern boundary, the Red Sea, of Abyssenia. The region Shewa constituted the southern boundry of his administration.

Atse Minilik (ruled 1889-1913) who ruled Abyssenia after Yohannes had made deals to demarcate the boundaries of Abyssenia. To the North he handed over the Red Sea including northern Tigray (now Eritrea) to the Italians. To the south he expanded Abyssenia territory to what is now known as Ethiopia. The territory of Ethiopia is much bigger than Abyssenia. But the southern peoples never considered themselves as Abyssenians.

Queen Zewditu (daughter of Minilik) and Lij Eyassu (a nefey) ruled Abyssenia (ruled 1913-1931).
Atse Haileselasee (ruled 1931-1974) officially changed the name Abyssenia to Ethiopia in the early 1930's. He also divided Ethiopia into 13 provinces. By doing so he took distance from the name Abyssenia. Later in the early 1960's he made Eritrea the 14th province of Ethiopia.

Colonel Mengistu, Derg- military junta, (1974-1991) tried to retain Ethiopia as is, but failed. Eritrea became independent in 1991 (officially 1993).

Mr. Meles Zenawi (ruled 1991-2012) from Tigray, divided Ethiopia into 9 regions based on language and Ethnicity. His successor Mr. Hailemariam failed to govern the country as is and handed the power over to Mr. Abiy Ahmed in 2018.

Abiy Ahmed (2018 - now) has not changed the boundaries yet. Unfortunately Abiy is not taken long to recognize Abiy as a despotic dictator. Since he came to power, 3 years ago, he has proved hemself to be against self rule of the regions. He has manifested that in almost all of the regions. Many known well known Ethiopian politicians are killed and many, tens of thousands kept in prison during the last 3 years.

Tigray was the only region that Abiy could not subjugate easily. Thus, he made alliance with foreign countries and Amhara regional government and invaded Tigray in november 2020. Since then, Tigray is figting back and determined to rule itself. However, with almost a total of 1,000,000 armed soldiers fighting in Tigray, the damage and the atrocities that took place in Tigray are beyond one can comprehend.

After all these damage, the indipendence of Tigray has become imminent. There is no single Tigraway who wants to remain Ethiopian. Subsequently, if Tigray becomes independent, other regions will follow the disintegration of Ethiopia will be the final result. Within a forseable periode Ethiopia will become history, just like Yugoslavia in the the early 1990.

Read More